Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  61 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ። ዋና ኣስፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ቁፅሪ ዓማዊል ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን 66 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ተዛሪበን።…

ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት ብምኽኒያይ ብኣትሌቲክስ ዝተረኸበ ዓወት ናይ “እንኳዕ አሐጎሰና” መልእኽቲ አመሓላሊፎም። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን  27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም  27 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝኸሰበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ዝጠመተ ዘተ ይገብር ኣሎ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥…

ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ዳይሬክተራት ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝኸውን ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ደገፍ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዝረኣዮ ብድሆታት ንምፅዋርን ኣብ ፍሪያትን ትንተና ፖሊስን ዘሎ ዓቕሚ ንምጥንኻር ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ነኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራዔል ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘለዋ ተመክሮ ንኢትዮጵያ ንምክፋል ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ  ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይደን።…

ኢትዮጵያን ህንድን ብዓውዲታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ህንድን ብዓውዲታት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ዶክተር ባይሳ በዳዳ፥ ኣብ ደቤባዊ ህንዲ ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ትካላት ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጎደናታት ኣቀባብላ ይግበረሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጎደናታት ኣቀባብላ ይግበረሉ ኣሎ። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተሳለጠ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ዓለም…

ምስጢር ሰራይነት ኢትዮጵያን ዜጋታታትን ካብ ኣቦታትና ዝወረስኖ ሓድነትን ቆራፅነትን ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምስጢር ሰራይነት ኢትዮጵያን ዜጋታታትን ካብ ኣቦታትና ዝወረስኖ ሓድነትን ቆራፅነትን ኢዩ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ደሕንነትን ሕብረተሰብ ንጉጅለ ኣትሌቲክስ ኣቀባብላ  ዝተለመደ ምትሕብባር ንክገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ደሕንነትን ሕብረተሰብ ንጉጅለ ኣትሌቲክስ ኣቀባብላ  ዝተለመደ ምትሕብባር ንክገብር ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓቢዪ ውፅኢት ንዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣቀባበል ንምግባር…

ኩለን ኣቢያተ እምነት ብሓደ ድምፂ ንሰለስተ ደቒቕ ኣዋጅ ምስጋና ከካይዳ ኢየን – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኩለን ኣቢያተ እምነት ብሓደ ድምፂ ንሰለስተ ደቒቕ ኣዋጅ ምስጋና ከምዘካይዳ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ተመስግን” ብዝብል…