ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ምስ ዝተመረፁ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ሃሰን ምስ ዝተመረፁ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዛዕባታትን ኣድሂቦም ምምይያጦም ተገሊፁ፡፡ ተመራፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓዘን 12 ጣቢያታት ብዝተወለዐ ለበዳ ህፃናት ንሞት እናተቓልዑ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ብሄረሰብ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ወረዳ ኣበርገለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓዘን 12 ጣቢያታት ብዝተወለዐ ለበዳ ህፃናት ንሞት እናተቓልዑ ስለዝኾኑ መንግስቲ ምስ ዓለም ለኸ ዶብ ዘለል ትካላት ሕክምና ብምዝርራብ ቅልጡፍ ምላሽ ንኽህብ ተሓቲቱ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 20 መስከረም ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም 20 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ መስኮት ዝውውር ክረምቲ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ከምዝጅመር ምግላፁ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ዝተረጋገአን ዘላቒ ልምዓት ንምስላጥ ዘኽእልን ጥንኩር ስራሕ ምኅባር ሕጊ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ዝተረጋገአን ዘላቒ ልምዓት ንምስላጥ ዘኽእልን ጥንኩር ስራሕ ምኅባር ሕጊ እናተሰርሐ ምዃኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 22 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 22 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ትሽዓተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ 108 ደቂ ተብዕትዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ተሳናባቲት ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተሳናባቲት ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ተፀዋዒት እቲ ትካል ብምዃን ዘገልገላን ሞሪን ኣቼንግ ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ልዕሊ ሽዱሽተ ዓማውቲ ዘገልገላ ሞሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት ፍርያታውነት ባህሊ ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Desta May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረው ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት መፍረያይነት ባህሊ ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶብ ሰገር ስርዓት ንግዲ ንምስላጥ ዘኽእል ዞባዊ ውሕስና ትራንዚት ጉምሩኽ ንምትግባር ምድላው ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝፈረመቶን ዶብ ሰገር ስርዓት ንግዲ ንምስላጥ ዘኽእል ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ውሕስና ትራንዚት ዞባዊ ጉምሩኽ ንምትግባር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ኣብ ኣተገባብራን ምንነትን ዞባዊ ትራንዚት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን Desta May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን። እተን ሃገራት ሕቶአን ናብ ዋና ፀሓፊ ጀንስ ስቶልተንበርግ ብዕሊ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቶም ዋና ፀሓፊ እቲ ደብዳበ ንዘቕረቡ ዲፕሎማታት አመስጊኖም። ናይተን ሃገራት ውሳና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ክትምልስ ኢያ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ክትምልስ ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ካብ 15 ክሳብ መፈለምታ 20 ክፍለ ዘበን ኣብ ዘለዉ ዓማውቲ ዝተሰርሑ እቶም ሓድጊታት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ…