ቴክኖሎጂ ሎም ንጎሆ ከውሊ ወርሒ (ግርደተ ወርሒ) ኣብ ኢትዮጵያ ተራእዩ Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎም ንጎሆ ከውሊ ወርሒ (ግርደተ ወርሒ) ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተርኣየ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ እስፓሻልን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ምስ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ እስፓሻልን ኢትዮጵያ ከምኡውን ስፔስ ሳይንስ ሶሳይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ናብ መቐለ እናኣተዋ ምዃነን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 85 ተሸከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዛኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ዝከፋፈል ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኮይኖም ብምምራፆም መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ፌዴራላዊት ሪፐብሊክ ሶማሊያ ኮይኖም ዳግም ብምምራፆም መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ። ፓርላማ ሶማሊያ ሃሰን ሼክ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ገይሩ ምምራፁ ይፍለጥ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ብምዃን ተመሪፆም Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ንክኾኑ መሪፁ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ናይ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ኣብ ስልጣን ንዝነበሩ መሓመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆን ብምስዓር ኢዮም ተመሪፆም። ኣብቲ ምርጫ ሞሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሓመድ ንኢትዮጵያን ሶማሊያን ናይ ሓባር ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታትን መንግስቲ ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድን ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድን ተመልኪቶም። እቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታትን መንግስቲ ኣብ…
Uncategorized መንግስቲ ምኽረ ሓሳብ ውፅት ምርመራ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰል ተግባራዊ ንምግባር ዘለዎ ድልዉነት ዝበረታታዕ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምኽረ ሓሳብ ውፅት ምርመራ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰል ተግባራዊ ንምግባር ዘለዎ ድልዉነት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ራኬብ መሰለ፥ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፊንላንድ ናብ ኔቶ ንምፅምባር ካቢኔ እታ ሃገር ወሲኑ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድ ናብ ትካል ሰሜን ኣትላንቲክ ጦር ቃል ኪዳን (ኔቶ) ክትፅምነር ከምትደሊ ካቢኔ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳውሊ ኒኒስቶ ምስ ካቢኔኦም ኣብ ዝነበሮም ኣኼባ፥ ፊንላንድ ኣባል ኔቶ ንምዃን ኣብ ተቕርቦ ሕቶ ኣባልነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ኣብ ባህርዳር ዝተሃነፁን ኣብ ስራሕ ዝርከቡን ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ብሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝተሃነፁን ኣብ ስራሕ ዝርከቡን ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ዑደት ገይሮም። እቶም ዑደት ዝተገበረሎም ኢንቨስትመንታት ኣብ ዘፈር ኣግሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ ከተማ ኢንጅባራ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ዞባታ መተከልን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊን ኣብ ከተማ ኢንጅባራ ይሳለጥ ኣሎ። “ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንዘላቒ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ፥ ኣፈ…