አፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይ ታገሰ ጫፎ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብምዃን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣጀሚሮም።
ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታ፥ ናይ 30 ዓቕመ ደካማ…