ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 60 ሚኢታዊ ልኡኽቱኡ ከምዝፍፅም ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመት ኣብ በጀት ዓመት 2015 ተግባራዊ ትልሙ ናብ ኮሚቴ መተሓባበሪን ኣማኻን ባይቶ ወለልቲ ህዝቢ…