ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ወረራ ንምፍፃም ዝገብሮ ዘሎ ምድላው ብፀረ-ህዝቢነቱ ምቕፃሉ ዘረጋግፅ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘው ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኣጎራበቲ ትግራይ ዘለዋ ክልላት ዳግም ወረራ ንምፍፃም ዝገብሮ ዘሎ ምድላው ካብ ስሕተቱ ዘይምምሃሩን ፀረ-ህዝቢነቱ ዝቐፀለሉ ምዃኑ ዘረጋግፅ ከምዝኾነን ዘርኢ እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣይተ ኣገኘው ተሻገር…