አገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 75 ሰራሕተኛታቱ ስጉምቲ ወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 75 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታቱን ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን እቲ ትካል ኣይተ ህብረወርቅ ይመኑ፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ…