Fana: At a Speed of Life!

ቤኣኤካ ብፈሳሲ ተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ውሽጢ ሃገር ከእቱ ኢዪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ማሕበር ሓፈሻዊ ስራሕቲ ንግዲ ቤኣኤካ ብፈሳሲ ተፈጥሮ ጋዝ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ናብ ውሽጢ ሃገር ንምእታው ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ፡፡ ቤኣኤካ እቲ ስምምዕነት ምስ መቕረቢ መኪና ኩባንያ ቻይና ሻክማን ዝተፈራረመ እንትኸውን÷ እቲ…

ርክብ ኢትዮ-ሩሲያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝወስድ መርሃ ግብሪ ተግባር ህንፀት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ምሽ ኩባንያ ጊሲ ሮሳት ዝተገበረ ስምምዕነት መርሃ ግብሪ ተግባር ርክብ ኢትዮ-ሩሲያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ክወስዶ ኢዩ ኢሎምሉ። ኣብ ሩሲያ ዑደት…

መልክዓ ምድሪ ባሌ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ዘለዎ ኢዩ – ኣይተ ጁነዲን ሳዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መልክዓ ምድሪ ዞባ ባሌ ካብ መስሕብ ቱሪዝም ሓሊፉ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ዘለዎ ኢዩ ኢሎም ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ጁነዲን ሳዶ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ዑመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሰርሐቶ ስራሕ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሓምለዋይ ኣሰርን ትሩፋት ሌማትን ኣቢላ  ሉኣላዊነት ንምርግጋፅ ዝወገነቶም ተግባራት ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ኢሉ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ)። ሚኒስቴር ሕርሻ ምሽ ፋኦ ብምጽኽብባር "እጅ ንኢድ ንዝሐሸ ስርዓተ…

ኣብ ፈተነ ዝርከብ ቅልጡፍ ናይ ቻይና ኤሌክትሪክ ባቡር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ሲኣር450 ዝብል ስያመ ዝሃበቶ ካብ ዓለም ቅልጡፍ ናይ ኤሌክትሪክ ባቡር ኣብ ፈተነ ኣውዒላ፡፡ በዓል ጥይት ቅልጣፈ ዘለዎ ባቡር ዝተብሃለ ካብ ዓለም ዝቐልጠፈ ባቡር ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ቻይና ሻንጋይ መስመር ባቡር ቼንግዱ ፈተነ ምንቅስቓስ…

ኣርሰናል ምስ ኣትሌቲኮ ማድሪድን ካልኦትን ሎሚ መዓልቲ ዝካየዱ ፀወታታት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ናይ መጀመርታ ፀወታታት እቲ ዕለት ምሸት ሰዓት 1፡45 ባርሴሎና ንግሪካዊታ ጋንታ ኦሎምፒያኮስ ኣብ ሜዳኣ…

ልዕሊ 107 ሺሕ ሓደሽቲ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 107 ሺሕን 191 ሓደሽጺ ዓማዊል ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኮይኖም ኢሉ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ጌቱ ገረመው (ኢ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ኣፈፃፅሙኡ…

ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ – ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ወግዑ ሶፍ ዑመር ብዝብል…

ሃፍቲ ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል መሰረተ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘለና ሃፍቲ ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል መሰረተ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ናይ ቀደማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን…

ነበርን ናይ ሐዚ ኣመራርሓን ዝሓቖፈ ዑደት ምግባሩ ዝነኣድ ኢዩ -ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ነበርን ናይ ሐዚ ኣመራርሓን ዝሓቖፈ ዑደት ምግባሩ ዝነኣድ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር )። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ ብምዃን…