ፓርላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ።
ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 50 (3) መንግስቲ ፌዴራል ላዕለዋይ ስልጣን ባይቶ ወከልቲ…