ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ።
እቶም ነበርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም።
ኣብ ልዕሊ…