ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ።
ሚኒስትራት ፕላንን ልምዓትን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ትልሚ 10 ዓመታት ኣጀንዳ 2063ን ቀፀልቲ 10…