ፓርላማ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋን ካኦት ከባቢታትን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ኮኒኑ
አዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎምቅነ ኣብ ምዕራብ ወለጋን ካኦት ከባቢታትን ግብረ ራዕዲ ሸኔን ካልኦት ተለኣኣኽቲ ሓይሊታትን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ኮኒኑ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ፀፅታ ሃገር…