Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሜዴፍን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን። ሜዴፍ ትካላት ፈረንሳይ ብብርኪ ዓለም  ኢንቨስትመንት ተሳትፎ ንክህልዎም ዝሰርሕን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ይዛተዩ ኣለዉ። እቶም ኣባላት፥ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ሰላምን ፀጥታን ብዝምልከት ይዛተዩ ከምዘለዉ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን። ኢትዮጵያዊት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓን 14 ሰከንድን 01 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። ኣትሌት ኣሳየች ኣይቸው…

1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘጋጠሞም ፀገም ብሕውነታዊነትን ሰናይ ጉርብትናን ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለወን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘጋጠሞም ፀገም ብሕውነታዊነትን ሰናይ ጉርብትናን ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለወን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ሱዳንን ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…

መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ሆቴል ኢሊሊ ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ሽልማት፥ ኣሰር ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ንኽቕፅልን ኪነ-ጥበብ ኦሮሞ ንምብርትታዕ ከምዝኾነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተገለፁ፡፡ እቲ ናይ ሎሚ…

ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘተኣጓሉ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ቁፅፅር ነዳዲን ኢነርጂን ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘተኣጓሉ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ቁፅፅር ነዳዲን ኢነርጂን ኣጠንቂቑ። ኣብ መዓልቲ ልዕሊ ትሽዓተ ሚሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ውሽጢ ሃገር እናኣተወ ይኹን እምበር ናብ ተረባሕቲ ብእዋኑ እናበፅሐ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል 27 ክሳብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል 27 ክሳብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ከተማ ሓቆፍ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ከይዲ ንምክትታል ምስ…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም። ኣቦ መንበር እኢ ኮሚሽን ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ክልቲአን ሃገራት ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ንክቑጠባ ሓቲቶም። ዘጋጠመን ዘይምርድዳእ ኣብ…

ምስ መንግስቲ ጀርመን ልዕሊ 32 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ መንግስቲ ጀርመን ልዕሊ 32 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ፕሮግራም ከምዝተፈረመ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ልዓት ጀርመን ኣብ ሕብረት…