ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክርን ፎረም ልምዓትን ሰላምን ብሓባር ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ሰብ ሃፍትን ፈጠርቲ ስራሕን ዝተመሰረተ ፎረም ልምዓትን ሰላምን ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክርን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ነበር ላዕለዎት ተቖፃፅርቲ እቲ ፎረም ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናውትታት ሕክምና ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል መቐለ ኣትየን Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዝተፈላለዩ ናውትታት ሕክምና ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ምእታወን ኣብ ኢትዮጵያ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ናውትታት ሕክምና ሓዊሱ ዘርኢ ጣፍ፥ ከምኡ እውን መሰረታዊ ናውትታት ገዛ ዘካተተ ሰብኣዊ ርዳእታ ዝፀዓና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳይት ፖለቲካ፣ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳይት ፖለቲካ፣ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዲዮዬ ናብ ቤት ጽሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂን ተለኣኣኽቲ ህወሓትን ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምክፍፋል ይሽርቡ ኣለዉ – ተንታኒ ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂን ተለኣኣኽቲ ህወሓትን ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምክፍፋል ይሽርቡ ምዃኖም ተንታኒ ፖለቲካ ኣንድሪው ኮሪብኮ ገሊፁ። ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ዝትንትን ብፍላይ ድማ ጉዳይ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ተደጋጋሚ ትንታት ዝፅፍ ሜሪካዊ ኣንድሪው ኮሪብኮ፥ ኣብ ፅሑፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ምጉታት ፍትሒን ምዝባዕ ፍርዲን ዝፈጥሩ ስግኣታት ግዕዝይና ከምዝተርኣዩ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ምጉታት ፍትሒን ምዝባዕ ፍርዲን ዝፈጥሩ ስግኣታት ግዕዝይና እናተርኣዩ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ኣቢያተ ፍርዲ ዝረአዩ ስግኣታ ኣመልኪቱ ዘፅነዖ መፅናዕቲ መዳርግቲ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 133 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 133 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሰለስተ ህፃናትን እንትኾኑ፥ እቶም 1 ሺሕን 30 ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 45 ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጊቤ ጣቢያ ቴንዘ ቤት ትምህርት ከም ካምፕ እናተጠቐሙ ኣብ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ 45 ኣባለት እቲ ጉጅለ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ። ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሸኔ እናተወሰዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣድለይቲ ዘይኮኑ ኽልከላታትን እገዳታትን ብምልዓል ዕድጊት ማዕድን ወፃኢ ክነዕቢ ኢና – ኢ/ር ታከለ ኡማ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ መጋየፅታትን ዝኸበሩ ማዕድናትን ምስ ዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ነጋዶ ዘትዮም፡፡ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘቐመጥዎ መልአኽቲ÷ “ኣድለይቲ ዘይኮኑ ኽልኸላታትን እገዳታትን ብምልዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ስጋ ደዌ ጉድኣት ኣካል ዝበፅሖም ወገናት ንምሕጋዝ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘድሀበ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ጥዕና ሳሳካዋን ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ብምኽንያት ስጋ ደዌ ጉድኣት ኣካል ዝበፅሖም ወገናት ንምሕጋዝ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሀቦም ተዛቲዮም። መሰረቱ ኣብ ጃፓን ናይ ዝገበረ ፋውንዴሽን ጥዕና ሳሳካዋ ዋና ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ናብ 430 ሚሊየን ዩሮ ክብ ኣቢሉዎ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝገብሮ ኣስተዋፅኦ ከምዘጠናኽር ኣብቲ ሕብረት ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ርክብ ጁታ ኡርፒላይነን ገሊፀን። እተን ኮሚሽነር ኣብ መበል 13 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣፍሪካ ብምውካል ተሳቲፈን፡፡…