ኔቶ ንዓለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኢራን ኣገንዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኔቶ ንዓለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣገንዚቦም።
እቶም ፕሬዚዳንት መስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሩሲያ ስርጌ ላቭሮቭ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እተን ሃገራትን ስምምዕነት ኒውክሌርን ብምጥማት…