ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ 5 ነጥቢ 9 ሬክተር ስኬል ዓቐን ዘለዎ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣስታት 1 ሺሕ ሰባት ሞይቶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍጋኒስታን ትማሊ ብዘጋጠመ ልዑል ምንቅጥቃጥ መሬት 920 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ልዕሊ 600 ዝኾኑ ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ ተሓቢሩ።
ሰራሕተኛታት ሂወት ኣድሕን፥ ነቶም ዝቘሰሉ ሰባት ሄሊኮፕተራት እናተጠቐሙ ንምሕካም…