ንበዓላት ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን ካብ ዝግበር ሕሩድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ንዕዳጋ ንክቐርብ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን ካብ ዝግበር ሕሩድ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ንዕዳጋ ንክቐርብ ማእኸል ልምዓትን ምርምርን ቆርበትን ውፅኢት ቆርበተን ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ኣይተ ዳኛቸው ሽፈራው ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…