Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣቕርቦት ዕድጊት ምግብን ዘበናዊ ዱኽዒን ሩሲያ ማዕቐብ ዘይምንባሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣቕርቦት ዕድጊት ምግብን ዘበናዊ ዱኽዒን ሩሲያ ማዕቐብ ዘይምንባሩ ሓላፊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ገሊፆም። ሓላፊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ነዚ ዝበሉ ኣብ ኣኼባ ሚኒስትራት ሕብረት…

ኣብ ክልል ዓፋር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰበን ተረኺቦም። ብብርኪ ክልል ልዕሊ 14 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ተተሓዙ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ…

ጥሙር መንግስቲ እስራኤል ፓርላማ ብምብታን ኣገዳዲ መረፃ ንምግባር ዘኽእል ረቂቕ ከቕርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥሙር መንግስቲ እስራኤል ፓርላማ ብምብታን ኣገዳዲ መረፃ ንምግባር ዘኽእል ረቂቕ ከቕርብ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ናፍታሊ ቤኔትንን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ያይር ላፒድን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን እቲ ረቂቕ ከምዘቕርቡ ኣፍሊጦም። እቲ ረቂቕ ምስ ፀደቐ ድማ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ፈልሲ ንኽተኽሉ  ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ፈልሲ ንኽተኽሉ  ፀዊዖም። 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ…

4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክጅመር ኢዩ። በቲ መርሃ ግብሪ 6 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ትልሚ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት…

መንግስት ዝጀመሮ ልዕልነት ሕጊ ናይ ምዕሳል ስራሕ ብሽርሒ ግብረ ራዕዳውያን ኣይተዓናቐፍን – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ዝጀመሮ ልዕልነት ሕጊ ናይ ምዕሳል ስራሕ ብሽርሒ ግብረ ራዕዳውያን ኣይተዓናቐፍን ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። ሙሉእ ትሕዝቲ እቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ…

መራሕቲ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ይዝትዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣብ ሞንጎ ዓመፅቲ ዝተፈጠረ ጎንጺ መዕለቢ ንምእላሽን ኣብ ኬንያ እናዘተዩ ምዃኖም ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዘሰናድኡዎ ኣኼባ ዝተረኸቡ እቶም መራሕቲ፥ ኣብ…

1 ሺሕን 34 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 34 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓደ ህፃን ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ቸኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ዝሐሸ ስራሕ ክንሰርሕ  ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምስረታ ኮከስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዙር ዘበን መረፃ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ምውዳብ ሓይሊ ኢዩ፤ ምውዳብ ባዕሉ ግን ሽቶ ኣይኮነን፡፡ “ብምዃኑ ድማ እንትንውደብ…

ንግዲ ኮንትሮባንድ ይፈጥሮ ዘሎ ፀገም ፀጥታ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ክጠናኸር ይግባእ – ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ኮንትሮባንድ እናፈጠሮ ዝርከብ ፀገም ትካላት ፍትሕን ፅታን ክልላትን ፌዴራልን ዝተዋደደ ስራሕ ምክልኻል ክጠናኸር ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣፍሊጦም። ኣብ ኢትዮጵያ ብኮሚሽን ጉምሩክ ዝተዳለወ ምክልኻል ፀረ…