ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን900 ሺሕን 702 ተምሃሮ ኣገልግሎት ምግብና ንምሃብ ምድላው ተገይሩ Desta Sep 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2018 ዓ.ም ን900 ሺሕን 702 ተምሃሮ ኣገልግሎት ምግብና ንምሃብ ምድላው ተገይሩ ኢሉ ኤጀንሲ ምግባ ምምሕዳር እታ ከተማ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልኡ፥ ኣገልግሎት ምገባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሼኽ ሱልጣን ኣማን ኤባ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳዮች እስልምና ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሼኽ ሱልጣን ኣማን ኤባ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳዮች እስልምና ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተመሪፆም፡፡ ምስረታ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳዮች እስልምና ኣዲስ ኣበባን መረፃ ፈፀምቲ ስራሕን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ሼኽ ሱልጣን ኣማን ኤባ…
ስፓርት ማንቸስተር ሲቲ ተኸታታሊ ስዕረት ኣተኣናጊዳ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 3ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ብብራይተን 2 ን 1 ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ብራይተን ንኽትዕወት ነበር ተፃዋታይ ማንቸስተር ሲቲ ጀምስ ሚልነር ብፍፁም ቅላዕን ግሩዳን እንተመዝግቡ፤ ብሕታዊት ሸቶ ማንቸስተር ሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መማዕበሊን ናይ ፅባሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝሰልጠና 810 ሰልጠንቲ ተመሪቐን Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መማዕበሊን ክእለት ናይ ፅባሕ ደቂ ኣንስትዮ ንሳልሳይ ዙር ብዝተፈላለዩ ሞያታት እናሰልጠና ዝፀንሓ 810 ሰልጠንቲ ተመሪቐን ናብ ስራሕ ተዋፊረን፡፡ ኣብዚ እዋን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብዘመሓላለፈኦ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንዲን ካብ ተናሓናሓይነት ናብ ምሕዝነት Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲን ናይ ነዊሕ እዋን ወጥሪ ዶብ ሓዊሱ ንነዊሕ ዓመታት ድሕሪ ዝፀንሐ ወጥሪ ርክበን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዐን። ድሕሪ ሸውዓተ ዓመታት ንፈለማ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መዕርፎ ነፈርቲ ያቤሎ መሪቖም ስራ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ዝተሃነፀ መዕርፎ ነፈርቲ ያቤሎ መሪቖም ስራጅ ኣጀሚሮም። ነበርቲ ዞባ ቦረና፣ ከተማ ያቤሎን ከባቢኡን ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ብምዃኖም መልእኽቱ እንኳዕ ደስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን – ጎሮ- ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ዘካተቶም ስራሕቲ…. Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍኤም ሲ)ኮሪደር ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን - ጎሮ- ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኣዲስ ኣበባ ውቅብቲ ካብ ምግባር ብተወሳኺ ንነበርቲ ሰፊሕ ዕድል ስራሕ ፈጢሩ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። ተርሚናልን ልምዓት ኮሪደርን ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን -…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ምዕዳግ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘሳልጥ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ምዕዳግ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘሳልጥ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ “ጥራት መንደር” ዝተሰናደአ "የኢትዮጵያን ይግዙ" ሃገራዊ ኤክስፖ ሰሙን ንግዲ መሪቖም ከፊቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምልማዕ ንምብራቕ ኣፍሪካ ብኤሌክትሪክ ንምትእስሳር ትሰርሕ ኣላ Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምልማዕ ንምብራቕ ኣፍሪካ ብኤሌክትሪክ ንምትእስሳር ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ሃገራት እዚ ቀጣና ብኤሌክትሪክ ብምዝማድ ማዕኸን ሓይሊ ኣፍሪካ ንምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም። ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ዝምድናን ዘዳለዎ እቲ ኤክስፖ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሽዱሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ኢትዮጵያ ፀጋን ፍሪያትን…