ህዝባዊ ወገናዊነት ዘለዎን ልኡኽቶ ብብቕዓት ዝዋፃእ ሓይሊ ፖሊስ ተሃኒፁ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሪፎርም ዘፈር ፀፅታ ብሕጊ ጥራሕ ዝሰርሕ፣ ህዝባዊ ወገናዊነት ዘለዎን ልኡኽቶ ብብቕዓት ዝዋፃእ ሓይሊ ፖሊስ ተሃኒፁ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
መበል 20 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ “ፖሊሳዊ ሓድነት ንዘላቒ ሰላም” ብዝብል…