Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መእተዊን መውፅኢን ኬላ ደረቕ ወደብ ሞጆ ላቦራቶሪ ምግቢን መድሓኒት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ስርዓት ፅሬትን ቁፅፅርን ንምጥንኻር ዘኽእል ኣብ መእተዊን መውፅኢን ኬላ ደረቕ ወደብ ሞጆ ላቦራቶሪ ምግቢን መድሓኒት ጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ዝተመረቐ ስርዓት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓመት ልዕሊ 20 ሚሊየን ዓማዊል እናጓዓዓዘ ይርከብ – ኣይተ መስፍን ጣሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 150 ዘበናዊ ኣውሮፕላናት ብመሓዝ ብዓመት ልዕሊ 20 ሚሊየን ዓማዊል እናጓዓዓዘ ይርከብ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 80 ዓመት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ልዕሊ 233 ሺሕ ንዝኾኑ ነበርቲ እታ ከተማ መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንማሕበራዊ ፀገም ዝተቓልዑ ልዕሊ 233 ሺሕ ንዝኾኑ ነበርቲ መኣዲ ኣካፊለን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ንማሕበራዊ ፀገም…

ንዓለም ካብ ፅዕንቶ ዘውፀአ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢራንን ኣሜሪካን ዝገበረኦ ናይ ክልተ ሰሙን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሓጎሰን እናገለፃ ይርከባ፡፡ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ዓለም ኣብ ፅዕንቶ ዘእተወ ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ 36 መዓልቲታት ተሳጊሩ ትማሊ ለይቲ ኢራንን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሽመት ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ንሓደ ዓመት ኣናዊሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 1 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ሽመት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ንሓደ ዓመት ኣናዊሖም፡፡ ብሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 62(9)ን ኣዋጅ ቁፅሪ 359/1995…

ኣሜሪካን ኢራንን ኣብ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ቴህራን ክወስዱዎ ሓሲቦም ዝነበሩ ሓደገኛ ደብዳብ ኣየር ንክልተ ሰሙን ተናዊሑ። ምኽንያቱ ድማ ክልቲአን ሃገራት ንክልተ ሰሙን ዝፀንሕ ክልተኣዊ ስምምዕ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባረን ስዒቡ ኢዩ። ይኹን…

ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸኽሚ በጀት ካብ ምዃን ናብ መንቀሳቐስቲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተሰጋጊረን – ባንኪ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸኽሚ በጀት ካብ ምዃን ናብ መንቀሳቐስቲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ይሰጋገራ ኣለዋ ኢሉ፡፡ እቲ ባንኩ ߵሸኽሚ በጀት ካብ ምዃን ክሳብ ኣንቀሳቐስቲ ዕድል ስራሕ፤ ስግግር ትካላት ልምዓት…

ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም አግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት ፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናል ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ። ኣብ ሜክሲካዊት ክለብ እናተፃወተ ዝነበረ ራምሴ ኣብ 35 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ። እዚ ተፃዋታይ ንኣርሰናል፣ ጁቬንቱስ፣ ኖቲንግሃም ፎረስት፣…

ካብ ሃገር ሓሊፉ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ- ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ለኸ ሓበሬታ ዝምራሕን ምክልኻል ገበናት ብምስፋሕ ካብ ሃገር ሓሊፉ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽነር ጄኔራል ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፡፡ መበል 20 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ “ሓድነት ፖሊስ…

ሕብረት ኣፍሪካ ብሕልፈት ሂወት ኣምባሳደር ቆንጂት ሰነጊዮርጊስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣፍሪካ ብሕልፈት ነበር ዲፕሎማት ኣምባሳደር ቆንጂት ሰነጊዮርጊስ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ እቲ ሕብረት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣምባሳደር ቆንጂት ኣብ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ፈላሚት ኮይነን ዝነበራ ሂወተን ካብ ሃገር ብዝዘለለ ንኣህገሪቱ…