ከም ኣባሓጎታትና ዝኾ ይኹን ፈተና ብዓወት ንዋፃእ ጥንኩራት ህዝቢታት ኢና – ፕሬዚዳንት ፑቲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን “ማዕቐብ ኢኮኖሚ ምዕራብ ዓለም ኣይሰብረናን፤ እኳኣስ ብዝበለፀ የጠንክረማ እምበር” ክብሉ ገሊፆም።
ቭላድሜር ፑቲን ÷ ከም ኣባሓጎታትና ዝኾ ይኹን ፈተና ብዓወት ናይ ምውፃእ ብቕዓት ከምዘለና ዝሓለፉ ዘበናት ታሪኽ…