Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ኣሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ክሳብ 17 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት 10 ማእኸለዎት ኣብ ዓውዲ ምፍራይ ዝተወፈሩ…

ኣብ መርሃ ግብሪ “ፃውዒት ካብ ዒድ ናብ ዒድ ናብ ሃገር” ንምስታፍ ኣጋይ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ “ፃውዒት ካብ ዒድ ናብ ዒድ ናብ ሃገር” ንምስታፍ ዝመፅኡ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሚሩ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ምግባር ምጅማሩ ጥምር ኮሚቴ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር እቲ ኮሚቴ ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድን ኣባል…

ኣምባሳደር ኣደም መሓመድ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድን ኤርያል ማናጀር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፋኪያ ኣብደርህማን ምስ ጠጠባባቒ ዳይሬክተር ጀነራል ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፕሮፌሰር ዶክተር ከማል…

ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገበሮ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም ናብ ትግራይ ዝለኣኽ መጠን ሓገዝ ከብ ከብሎ ይግባእ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ምግብን ነዳድን ዝፀዓና 50 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ ተግራይ ምልኣኸን ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ደገፍ ብግቡእ መገዲ ንክበፅሕ መእንቲ ውሳነ…

ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ንከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ። ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ቅንያቱ ፋሽካ በዓል ብምዃኑ ልዑል ምንቅስቓስ ሰባት ዘለዉ ኢዩ። ስለዝኾነ ረብሻን ጉሕለትን ንከይፍጠር ብምሕሳብ ሓዱሽ…

ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ለዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ 5 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት ኣገልግልት መኽዘን ሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት 25 ሚሊየን ብር ኣገልግልት ክራይ መኽዘን ሰሪዙ። እቲ መገዲ ኣየር ብካርጎ መኽዘን ዝተኸዘኑ ናውቲታት ደገፍ ሎሚ መዓልቲ ንኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ  ክላውድ ጂብዳር ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ብዘጋጥም ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ፀገማት ሓገዝ…

ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ  ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ  ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ምጅማረን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም ንምድሓን ኩሎም ኣማራፅታት ብምጥቃም ሰብኣዊ ሓገዝ…

ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ብሰንኪ ኲናት ሩስያ-ዩክሬን ዘጋጠመ ቅልውላው ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ዓለም ለኸ ማሕበረሰንብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም። እቶም ትካላት፥ ኣብ ተፈጥሮ ጋዝ ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ፈሪያት ሕርሻ…