ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታት ኣፍልጦ ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣፍልጦ ይህብ ኣሎ።
እቲ ኣፍልጦ፥ መዓርግ፣ ሹመትን ሽልማትን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር…