ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ብምፍሻል ክሳራ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ብምፍሻል ክሳራ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ፋይናንስን ትካላት ሚዲያን ብበዝሒ ዒላማ ዝገበረ…