ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሓባር ንምስራሕ ድልዋት ኢና – ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሓባር ንምስራሕ ድልዋት ኢና ክብላ ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ ኣልፕ ገሊፀን።
እተን ኣምባሳደር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበርኡ ዑደት፥ ፋና የቴሌቪዥን፣ ማእኸል ምትሕልላፍ…