ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምልማዕ ንምብራቕ ኣፍሪካ ብኤሌክትሪክ ንምትእስሳር ትሰርሕ ኣላ Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምልማዕ ንምብራቕ ኣፍሪካ ብኤሌክትሪክ ንምትእስሳር ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ሃገራት እዚ ቀጣና ብኤሌክትሪክ ብምዝማድ ማዕኸን ሓይሊ ኣፍሪካ ንምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም። ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ዝምድናን ዘዳለዎ እቲ ኤክስፖ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሽዱሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ኢትዮጵያ ፀጋን ፍሪያትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ብኣርባዕተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትህድርና ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ወተሃደራት ኣመሪቑ Desta Aug 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትህድርና ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ወተሃደራት ሎሚ ኣመሪቑ። ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ሰራዊት ምክልኻል ሌ/ጄ ይመር መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብጥቡቕ ዲሲፕሊን ዝምራሕ፣ ዝለዓለ ወተሃደራዊ ዓቕሚ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ያታ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ቅኒት ንዓለም ምግላፅ ይግባእ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙዩኒኬሽንን ያታ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ቅኒት፤ ብኣፍሪካውያን ኣንደበት ንህዝቢ ዓለም ምግላፅ ይግባእ ኢሎም። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ኮሙኒኬሽን ቻይናን ኢኒሼቲቭ ኮንስትራክቲቭ ጆርናሊዝም ፓን ኣፍሪካን ብምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝዋፈሩ ምልምል ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ወሰን ባሕሪ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝዋፈሩ ምልምል ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ወሰን ባሕሪ ብመሰረታዊ ባሕረኛነት ብምስልጣን ኣመሪቑ። ኣብ ኣካዳሚ ማሪታይምን ሎጂስቲክስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ኣርሲ ብኣናእሽተይ ኣውሮፕላናት ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ፀረ ፃህያይ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ብኣናእሽተይ ኣውሮፕላናት ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ፀረ ፃህያይ ይካየድ ኣሎ ኢሉ ናሽናል ኤር ዌይስ። መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤር ዌይስ ኣይተ ገዛሀኝ ብሩ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዋ ኣውሮፕላናት ነፀጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥዕና ዘለዎ ስርዓት ፋይናንስ ንምህናፅ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ክብ ምባል ይግባእ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ጥዕና ዘለዎ ስርዓት ፋይናንስ ንምህናፅ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ክብ ምባል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብን ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉጅለ ሚኒስትራት ፀረ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። እቲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲነት ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ንምክልኻል ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብረ ራዕዲነት ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ንምክልኻል ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል 25 ጉባኤ ጉጅለ ሚኒስትራት ምክልኻል ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ሃፍቲ ሕጋዊ ብምምሳልን ግብረራዕዲነት ብገንዘብ…
ቢዝነስ ትካል መድን ኢትዮጵያ ልዕሊ 13 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ሓፈሻዊ ዓረቦን ኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል መድን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ልዕሊ 13 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ሓፈሻዊ ዓረቦን ኣኪቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ኣቤል ታደሰ ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ኣብ ቅልጡፍ ለውጢ ኢኮኖሚ ትርከብ።…