Fana: At a Speed of Life!

ፀሎት ሓሙስ ብዝተፈላለየ መንፈሳዊ ፍፃመታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ፀሎት ሓሙስ ኣብ ካቴድራል ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ቅድስቲ ስላሴ ኢትዮጵያ ኣቦታት ሃማኖትን ምእመናንን ኣብ ዝተረኽብሉ ይካየድ ኣሎ። ፀሎት ሓሙስ 4ይ መዓልቲ ሰሙነ ሕማማት ሎሚ ዕለት ኣብ…

ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተባህለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ኣብ ቴሌብር ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ߵቶሎߴ ዝተብሃለ ቅልጡፍ ናይ ክፍሊት ስርዓት ብቴሌብር ኣጀሚሩ፡፡ እቲ ኩባንያ ምስ ኢንተርፕራይዝ ክፍሊት መገድታት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ሎሚ ዘመናዊ ዲጂታላዊ ስርዓተ ክፍሊት ተግባራዊ ገይሩ።…

ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ንዕላዊ ዑደት ኣዲስ ኣበባ ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ ኤቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ ንዕላዊ ዑደት ኣዲስ ኣበባ ኣትዩም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈቶምን እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዕብዮም ህፃነት መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈቶምን እቲ ቤት ፅሕፈት ዘዕብዮም ህፃናት መኣዲ ኣካፊሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንግሆ ንዝመፅእ በዓል ፋሲካ ኣብ ትሑት እቶት ዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ጃፓን ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ከተማን ካልኦት ዘፈራት ዘመዝገበቶ ዓወት ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ም/ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣሰፋ ኣብዩ (ዶ/ር) ብፍሉይ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ኦው ሳዳማ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊን ዓለም ለኻኻ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ወታደራዊ ዘፈር ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ዓውዲታት ወታደራዊን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብፍሉይ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ኦዌ ሳዳማሳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ብምቕባል ኣዘራሪበን፡፡…

ፕሬዚዳንት ታዬ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝቕፅል በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማ ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ መኣዲ ምክፋል ብፈጣሪ ዝተፈተወ ሰናይ ተግባር ከምዝኾነ…

ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንመቐለ 70 እንደርታ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንመቐለ 70 እንደርታ 3 ን 0 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሁዘይፋ ሻፊን…

ግሪኽ ትሕቲ 15 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ማሕበራዊ ሚዲያ ክትክልክል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ግሪኽ ትሕቲ 15 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝኽልክል ሓዱሽ ሕጊ ኣውፂኡ። ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኪሪያኮስ ሚትሶታኪስ፤ ማሕበራዊ ሚዲያ ጭንቀት ኣእምሮ፣ ድቃስ ምስኣነን ካልኦት ፀገማትነ ከስዕብ ከምዝኽእል…

ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ኣብ ኢኮኖሚ ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምፅዋር 10 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ኣፍሪ ኤግዚም ብምኽንያት ኲናት ማእኸላይ ምብራቕ ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ሃገራት ኣፍሪካን ካሪቢያንን ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምፅዋር 10 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ፀዲቑ፡፡ እቲ ባንኪ "ገልፍ ክራይሲስ ሪስፖንስ ፕሮግራም" ብዝብል ዘፅደቖ ፕሮግራም ሓገዝ…