Fana: At a Speed of Life!

ጆዜ ሞሪኒሆ ምስ ፌነርባቼ ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ምስ ፌነርባቼ ከምዝተሰናበቱ እታ ጋንታ ኣፍሊጣ፡፡ ቱርካዊት ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ከምዝሓበረቶ÷ እቲ ውሳነ ዝተመሓላለፈ ፌነርባቼ ረቡዕ ምሸት ብቤኔፊካ ተሳዒራ ካብ ሻምፒዮንስ ሊግ ወፃእ ምዃና ሽዒቡ ኢዩ፡፡ ጆዜ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ቦትስዋና ኣዶስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ቦትስዋና ንዳባ ኒኮዚናቲ ሎሚ ኣዶስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬን ኣቀባብላ…

ዳንጎቴ ግሩፕ ዝሓሸ ልምዲ ስለዘለዎ እቲ ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ብመሰረት ትልሚ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳንጎቴ ግሩፕ ዝሓሸ ልምዲ ስለዘለዎ እቲ ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ብመሰረት ትልሚ ክዛዘም ኢዩ ኢሉ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ መንጎ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን…

ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ኢትዮጵያ ብፅርየትን ሰለጤንን ንምህናፅ ብቑርፀኝነት ክስራሕ ኢዩ-ኣሊኮ ዳንጎቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓመት ክሳብ 3 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ ኢትዮጵያ ብፅርየትን ሰለጤንን ንምህናፅ ብቑርፀኝነት ክስራሕ ኢዩ ኢሎም መስራቲን ዋነናኣፈፃሚ ስራሕን ኣሊኮ ዳንጎቴ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…

ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ዓለም ለኸ ውድድር ወርቂ ተሸሊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ዓለም ለኸ ውድድር ምምሕዳር ናህሪ ወርቂ ተሸሊማ። ኣብ ብሉምበርግ ፊላንትሮፒ ብምምሕዳር ናህሪ ሕጊታት ብምውፃእን ተግባራዊ ብምግባርን ድሕንነት መገዲ ዘመሓየሹ ከተማታት ኣወዳዲሩ ኣፍልጦ ሂቡ። ብመሰረት…

ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ተመክሮኣ እተካፍለሉ ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካን ካሪቢያን ጉባኤታት ኣፍሪካን ብሄራዊን ኣህጉራዊን ረብሓታት ዝሕልዉ ኣጀንዳታት ብምቕራብ መሪሕ ግደኣ ክትዋፃእ ኢያ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ…

ጠንካራ ቁመና ቴክኖሎጂ ንምህናፅ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ጠንካራ ቁመና ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ርብርብ ክግበር ኢዩ ኢሎም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ቢሮታት ክልላትን ኣብ 2017 ዓ.ም ዝነበሮም ኣፈፃፅማ መደባትን ናይ 2018…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሰነድ ስምምዕነት ብፅሒት ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሰነድ ስምምዕነት ብፅሒት ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ተኸቲሙ። እቲ ክታም ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ዳንጎቴ ግሩፕን ኢዩ ተፈፂሙ። እቶም ቀዳማይ…

ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ግድብ ህዳሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሱሌይማን ደደፎ ኣብ ድሮ ምረቓ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ዓብዪ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ኣምባሳደር ሱሌይማን ምስ ዩኒቨርሳል ቲቪ ኣብ…

ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ብዕቱብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣማኻሪ መርሃ ግብሪ ሕክምና መንሽሮ ዶ/ር ኩኑዝ ኣብደላ ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 80 ሺሕ ሓደሽቲ ሕሙማት መንሽሮ ይምዝገቡ፡፡…