ኣመራርሓ ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ ብዘላቕነት ነምፍታሕ ዘኽእል ልዝብ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዞባ መተከለን ዞባ ምዕራብ ጎንደር ኣዊን ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ ብዘላቕነት ነምፍታሕ ዘኽእል ልዝብ ኣሳሊጦም።
ኣብቲ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዝረአ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ብምፍታሕ…