መወዳእታ ወፍሪ ህልውና ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ፈተና ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከይኸውን ምግባር ኢዩ- እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መወዳእታ ወፍሪ ህልውና ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ፈተና ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከይኸውን ምግባር ከምዝኾ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።
እቲ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎሚ መዓልቲ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝለኣኾ ሙሉእ…