ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተሰናድኡ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተሰናድኡ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ፥ ምስ ኣመራርሓ ኣባላት ኣብታ ሃገር ብሰብሃፍቲ ዝተመስረተን ኣብ ዘፈር ዝሕደስ ሓይሊን ካብ ዝተዋፈረ “10…