Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ነቲ ኲናት  ኣብ ግንባር ኮይኖም ምምርሖም  ጀግንነት ኣቦታትናን መርኣያ ስምዒት ሃገራውነት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ነቲ ኲናት  ኣብ ግንባር ኮይኖም ምምርሖም  ጀግንነት ኣቦታትናን ልዑል ስምዒት ሃገራውነትን ቀፃልነት ከምዘለዎ ዘረጋገፀ ምዃኑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕተኛታት መንግስቲ ገሊፆም። ሓሊፊ ቤት ፅሕፈት  ኮሙኒኬሽን ምምሕዳር…

ኣባ ገዳ ከረዩ ብሸኔ ከምዝተቐተሉ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳ ከረዩ ከድር ሃዋስ ቦሩ ብግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝተቐተሉ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ልዕሊ ኣባ ገዳ ከረዩ ብዝፈፀሞ ዘስካሕኽሕ ቅትለት፥ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ዝተሰመዖ ሓዘን ምግላፁ ኣብ ዘውጸኦ…

ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ክልል ሲዳማን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ክልል ሲዳማን ንሰራዊት ምክልኻል ዘሰናድኡዎ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ማርታ ሊዊጂ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣረኪቦም። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ንጅግና…

ትዊተር ናይ ኢትዮጵያውያን፣ ራውያንንን ሓቂ ንዓለም ንምፍላጥ ዝሰርሑን ኣካውንታት ይዕፍን ኣሎ ክብሉ ጋዜጠኛታት ቅሬታ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትዊተር ናይ ኢትዮጵያውያንን ራውያንን ከምኡ እውን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ናይ ዝኾኑን ሓቂ ንዓለም ንምፍላጥ ዝሰርሑ ኣካውንታት ብምእጋድ ድምጾም ይዕፍን ኣሎ” ክብሉ ጋዜጠኛታትን ኣንቃሕቲ ማሕበረሰብን ቅሬታ ኣቕሪቦም። መቐመጢኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር…

ኣብ ከተማ ደብረሲና ብምኽንያት ፀገም ፀጥታ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ናብ ስራሕ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረሲና ብምኽንያት ፀገም ፀጥታ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ናብ ስራሕ ተመሊሶም፡፡ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ወራር ኣብ ዝፈፀመሉ ንብረት ካብ ምዕናዉ ሓሊፉ መብራህቲ ፤ ትራንስፖርትን ዝመስል ስሩዕ ኣገልግሎታት ተቋሪፁ ነይሩ፡፡ እቲ…

ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ሕርሻ ዝራእቲ ሓረስቶት ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ሕርሻን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሰበታ ጣብያ ሃዋስ ናኖ ጀዌ ዝራእቲ ሓረስቶት ኣኪቦም። ዕላማ እቲ ፕሮግራም ኣብ ዙሪያ ልምዓት እናተገብረ ርብርብ ምድግጋፍን ዝራእቲ ሓረስቶት ብኽነት ብዝንኪ…

ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ዳያስፖራታት ምዕራባውያን ኢስብኣዊ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምፅናዕ ቅዋመን ንኸስተኻኽሉ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ሓዊሱ ካልኦት ምዕራባውያን ሃገራት ኢስብኣዊ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምፅናዕ ቅዋመን ንኸስተኻኽሉ ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ሓቲቶም። ጀርመን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ…

እቶት ምትእኽኻብ ብዝጎድእ መልክዑ ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባር ተዋፊሮም ዝነበሩ 63 ትካላት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዘካየዶ ምርመራ ካብ ምምሕዳር ታክስ ተሓቢኦም ሓሰተኛ ዕድጊት እንተካይዱን እንትፍፅሙን ብዘይሕጋዊ መገዲ ማሽን ካሽ ሬጂስተር እንትጥቀሙ ዝነበሩ 63 ትካላት ከምዝተትሓዙ ኣፍሊጡ። እቶም ብትኽክል ዝተበፅሖም…

በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን “ሓድነት ንህብረ ብሄራዊ ሕውነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ህዝቢን ንህቀኑ ተግባራት ከምዘይዕገስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ መግለፂ ቅዋም ኣውፂኡ። ኣብ መግለፀ ቅዋሙ ድማ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘይሻራዊ ይኹን እምበር፥ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ህዝቢን ንህቀኑ ተግባራት…