ብምኽኒያት ጎንፂ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ቁፅሪ ዜጋታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ብምኽኒያት ጎንፂ ብግዲ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ቁፅሪ ዜጋታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
ኣብ መንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዘጋጠመ ኲናት ቁፅሪ ስደተኛታት ልዒሊ 100 ሚሊየን ንክኸውን…