“ዒድ ሸዋል” ሰበስልጣን ክልል ሃረሪን ዳያስፖራታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክል ሃረሪ ብዝለዓለ ድምቀት ዝኽበር ዒድ ሸዋል ሰበስልጣን ክልል ሃረሪን ዳያስፖራታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ።
እቲ በዓል ሃይማኖታውን ባህላውን ትውፊቱ ብዝሓለወ መልክዑ እዩ ተኸቢሩ።
ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር…