ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ 88 ሚሊየን ንምብፃሕ ተሊሙ Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘሎ 83 ነጥቢ 2 ሚሊየን ቁፅሪ ዓማዊሉ ናብ 88 ሚሊየን ንምብፃሕ ትልሚ ሒዙ። እቲ ትካል ስትራቴጂክ ትልሚ ሰለስተ ዓመትን ናይ ቀፃሊ ዓመት ትልሚ ስርሑን ኣፋሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ፍሬህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈላማይ ፌስቲቫል ተምሪ ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ተምሪ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ ፌስቲቫል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፣ ካብ ትሽዓተ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ዘፈር ሕርሻ፣…
ስፓርት ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ዋልያታት ሽመልስ በቀለ… Gebremariam Weldegerima Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ካብ ዝተርኣዩን ናይ ባዕሎም ኣሰር ከንብሩ ዝኸኣሉን ተፃወትቲ ሓደ ዝኾነ ነበረ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሽመልስ በቀለ ኢዩ፡፡ ናይ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ ኣብ ሃዋሳ ኮረም ሜዳ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ብብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ዘቲዮም Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርክኬዝ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ንምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርክኬዝ ተቐቢለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ርክባት ዲፕሎማሲ ዘጠናኽሩ ኢዮም Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ርክባት ዲፕሎማሲ ዘጠናኽሩ ኢዮም ኢሎም ምሁራን ፖለቲካን ዓለም ለኸ ርክባትን። ኣብ ዩንቨርስቲ ስቪል ሰርቪስ መምህርን ተመራማርን ፖለቲካል ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክባትን ሙሉጌታ ደበበ (ዶ/ር)፥ ኣብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረተ ልምዓት መገዲ ጉዕዞ ምዕባለ ንምድጋፍ ልዑል ሓገዝ ይገብር ኣሎ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መሰረተ ልምዓት መገዲ ጉዕዞ ብልፅግና ንምድጋፍ ልዑል ሓገዝ ይገብር ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ። ሃገራዊ ጉባኤ ዓውዲ መገዲ፥ “ብሓባር ንኢትዮጵያ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።…
ቢዝነስ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 9 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ትልሚ ተታሒዙ Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)ኣብ 2018 ዓ.ም ዓቕሚ ንግዲ ወፃኢ ኢትዮጵያ ክብ ብምባል ልዕሊ 9 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ንምርካብ ትልሚ ትልሚ ተታሒዙ ኢሎም። ኣብ 2017 ዓ.ም ብዓውዲ ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ወላይታ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ Desta Aug 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ወረዳ ዱጉና ፋንጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ክልተ ሰባት ሓሊፉ። ካብ ኮንሶ ናብ ሞጆ ኣብዑር ፅዒና ትጓዓዝ ዝነበረት ኤፍ ኤ ሳር ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ብምግልባጣ እታ ሓደጋ ምግጣሙ ኣዛዚ ፖሊስ እታ ወረዳ ም/ል ኮማንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኣገልግሎት ጉቦ ዝሓተቱ ኣመራርሓ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትካል ቄራታት ዝወሃብ ኣገልግሎት ንምርካበ ዝኸዱ ተገልገልቲ ገንዘብ ዝሓተቱ ክልተ ተጠርጠርቲ ኣመራርሓ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡ እቶም ተጠርጠርቲ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ሰይድ እንድሪስ ከማልን ምክትሎም ኣይተ የሱፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት የምፅኡ ኣለው- ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ mizan mekonen Aug 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሰራርሓ ሕርሻን ኣተሓራርሳ ብምዝማን ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ዝተጀመሩ ተግባራት ኢንሼቲብ ዓውዲ ሕርሻ ርኡይ ውፅኢት እናምፅአ እዩ ኢሉ ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ በጀት ዓመት ገምጋም ኣፈፃፅማን 2017 ዓ.ም ትልሚ 2018…