Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ህፁፅ ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርናሽናል ኦክስፋም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ህፁፅ ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ ምስ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርናሽናል ኦክስፋም ጋብሪኤላ ቡቸርን ተዛቲዮም። ድርቂ፣ ኮቪድ 19፣ ጎንፂን ምምዝባልን ኣብ…

ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናብ ቻይና ኣብ ዝለኣኹ ፍርያታት ወፃኢ ተተሓሒዞም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ዘተኮረ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ልዝብ መርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ። ኣብቲ ዘተ ሓደሽቲ ድንጋገታት ሕጊን ኣብ ለኣኽቲ ትካላት እናተፈጠረ ዝርከብ ፅዕንቶ ብስፍሓት ዝተልዓለ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ እናሽረፉ ዝነበሩ 7 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ መሸጢ ሞባይልን መደብር ሸቐጣ ሸቐጥን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ እናሽረፉ ዝነበሩ 7 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፖሊስ 8 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ…

ናብ ስዑድ ዓረብ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ  ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ስዑድ ዓረብ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ካብ 6 መጋቢት ጀሚሩ ከምዝቐፀለ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ምጅማሩ ሓጎስ ከምዝተሰምዖ ገሊፁ፡፡ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ናጃንግ ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበኒ ምህርቲ እዚ ዓመት ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ከምዝተኣከበ መምርሒ ሕርሻ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ጋምቤላ ዞባ ማጃንግ ገሊፁ። ኣብቲ መምርሒ መራሒ ጉጅለ ቡን፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ሲሳይ በላይነህ፥ ኣብዚ ዓመት…

ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ስሩዕ ልውውጥ ንግዲ ከምትቕፅለሉ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ስሩዕ ልውውጥ ንግዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ከምትቕፅለሉ ገሊፃ። ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ከምዝሓበሮ፥ ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ኣብ ማዕርነት፣ ሓበራዊ ረብሓን ምክብባርን ዝተመርኮሰ ልውውጥ ንግዲን ምትሕብባርን…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን ስራሕ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ሆስፒታል ዱብቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን ስራሕ ኣጀሚሮም። እቲ መፍረዪ ማሽን ኦክስጅን፥ ኣይተ ኣወል ኣርባን ሓዊሱ መስራቲን ዳይሬክተርን ሴንተር ፎር ኢንተርናሽናል ሪ ፕሮዳክቲቭ ሄልዝ…

ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሚ ንካሊእ እዋን ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ውልቀ ናይ ምዝውዋር ትልሙ ንካሊእ እዋን ከምዘመሓላለፎ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ገንዘብ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ዓለምን ሃገር ውሽጢን ዝረአ ቅልጡፍ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብምዕዛብ እቲ ትካል ብሕፋል ናብ ውልቀ ናይ…

ዩኒሴፍ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ገንዘብን ቴክኒክን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ዝተማለአ ሓገዝ ገንዘብን ቴክኒክን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሪጅናል ቢሮ ሓለዋ ህፃናት እቲ ትካል ኣብ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪኻሪ ኣንደሪው በሮክስ፥ ምስ…

ፀገም ፀፅታ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝተፈለየ መቑረፂ ነጥቢ ንምውሳን ዘገድድ ትንተና ውፅኢት ስለዘይተረኸበ ብስሩዕ መቑረፂ ነጥቢ ክተኣናገድ ተገይሩ ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ፀፅታ ዘጋጠሞም ከባቢታት ዝተፈለየ መቑረፂ ነጥቢ ንምውሳን ዘገድድ ትንተና ውፅኢት ስለዘይተረኸበ ብስሩዕ መቑረፂ ነጥቢ ክተኣናገድ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ትምህርቲ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ ምስ ውፅኢት ፈተና…