ጉዳይ ምድሓን ሃገር ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ጥራሕ ዘይኮነስ ናተይ እውን ኢዩ – ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጉዳይ ምድሓን ሃገር ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ጥራሕ ከምዘይኮነ ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ ገሊፁ።
ድምፃዊ ኣቡሽ ዘለቀ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሮ ፃንሒት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ምዝማቶም ብምሕባር፤ ሃገር ናይ ምድሓን…