ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ናፅነታ ከምዘመስከረት ዘረጋግፀ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣርባምንጭ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ናፅነታ ከምዘመስከረት ዘረጋግፀ እዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣርባምንጭ ተዛሪቦም።
እቶም ነበርቲ ወፍሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ንልዕልነት ኢትዮጵያ ዝህልዎ ረብሓ ዕዙዝ ከምዝኾነ…