ፋብሪካ መፍረዪ ቡቕሊ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ሌሜ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ቡቕሊ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
እቲ ፋብሪካ በ60 ሚሊየን ዩሮ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ኣብ ኮርፔሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ…