ፅገና ቤተክርስትያን ላሊበላን ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኣብ ዝጠናኸረሉ ኣገባብን ዝጠመተ ዘተ ኣብ ፓሪስ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ቤተክርስትያን ላሊበላን ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኣብ ተጠናኺሩ ኣገባብን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ፓሪስ ተሳሊጡ።
እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዝበፅሉ…