መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማትን ሃገራት…