ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ 45 ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጊቤ ጣቢያ ቴንዘ ቤት ትምህርት ከም ካምፕ እናተጠቐሙ ኣብ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ 45 ኣባለት እቲ ጉጅለ ከምዝተደምሰሱ ተገሊፁ። ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሸኔ እናተወሰዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣድለይቲ ዘይኮኑ ኽልከላታትን እገዳታትን ብምልዓል ዕድጊት ማዕድን ወፃኢ ክነዕቢ ኢና – ኢ/ር ታከለ ኡማ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ መጋየፅታትን ዝኸበሩ ማዕድናትን ምስ ዝተዋፈሩ ኣፍረይቲ ነጋዶ ዘትዮም፡፡ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘቐመጥዎ መልአኽቲ÷ “ኣድለይቲ ዘይኮኑ ኽልኸላታትን እገዳታትን ብምልዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ስጋ ደዌ ጉድኣት ኣካል ዝበፅሖም ወገናት ንምሕጋዝ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘድሀበ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ጥዕና ሳሳካዋን ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ብምኽንያት ስጋ ደዌ ጉድኣት ኣካል ዝበፅሖም ወገናት ንምሕጋዝ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሀቦም ተዛቲዮም። መሰረቱ ኣብ ጃፓን ናይ ዝገበረ ፋውንዴሽን ጥዕና ሳሳካዋ ዋና ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ዝገብሮ ሓገዝ ናብ 430 ሚሊየን ዩሮ ክብ ኣቢሉዎ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝገብሮ ኣስተዋፅኦ ከምዘጠናኽር ኣብቲ ሕብረት ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ርክብ ጁታ ኡርፒላይነን ገሊፀን። እተን ኮሚሽነር ኣብ መበል 13 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣፍሪካ ብምውካል ተሳቲፈን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርላማ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋን ካኦት ከባቢታትን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ኮኒኑ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 አዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎምቅነ ኣብ ምዕራብ ወለጋን ካኦት ከባቢታትን ግብረ ራዕዲ ሸኔን ካልኦት ተለኣኣኽቲ ሓይሊታትን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት ዝፈፀሞ ጭፍጨፋ ኮኒኑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ፀፅታ ሃገር…
ስፓርት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኮይና Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2014 ዓ.ም ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ መበል 30 ፀወታ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ተራኺባ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሰብአዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ድሕሪ ዝወሰዶ ጎንፂ ጠጠው ናይ ምባል ውሳነ ናብ ትግራይ ዝጓዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ውሕመ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት መንግስቲ ሰብአዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ድሕሪ ዝወሰዶ ጎንፂ ጠጠው ናይ ምባል ውሳነ ናብ ትግራይ ዝጓዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሚያዝያ ጀሚሩ ናብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኳታር ዝተኻየደ ድርድር ኒውክሌር ኢራን ብዘይስምምዕነት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢራንን ሓያላት ሃገራት ዓለምን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኒውክሌር ስምምነት ንምሕዳስ ኣብ ኳታር ዝተኻየደ ዘተ ብዘይስምምዕነት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2015 ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኒውክሌር ንምሕዳስ ዝተኻየደ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ሕድሳት ገዛውቲ ዓቕመ ደካማታት ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 2 ብልምዲ ሓምለ 19 ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝርከቡ ናይ ዓቕመ ደካማታት ገዛውቲ ሕድሳት ኣጀሚሮም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ መሓዙት…