Fana: At a Speed of Life!

ኢዜማ መበል ካልኣይ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንመኛሕበራዊ ፍትሒ ፓርቲ ኢዜማ መበል ካልኣይ ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ንክልተ መዓልታት ዝሳለጥ ጉባኤ፥ “ብሓሳብ ንነሓናሕ ስለ ሃገር ንተሓባበር” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። መረፃ ኣመራርሓ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ዲያጎ ዦታ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝሓለፈ ሓሙስ ብሓደጋ መኪና ሀይወቱ ዝሰኣነ ፖርቹጋላዊ ተሰላፋይ ቅድሚት መስመር  ጋንታ ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ናይ ሓዉ ኣንድሬ ዦታ  ን ስነ ስርዓት ቀብሮም ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ኣርኔ ስሎት ሓዊሱ ኣባላት እቲ ጋንታ፣…

መሰረታዊ ቤት ትምህርቲ ውትህድርና ብርሸለቆ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓ ሰራዊት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረታዊ ቤት ትምህርቲ ውትህድርና ሰራዊት ምክልኻል እዚ ምብራቕ ብርሸለቆ ንካልኣይ ዙር ዘሰልጠኖም ኣመራርሓ ሰራዊት ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄነራል መሓመድ ተሰማ ሓዊሱ ላዕለዎት መኮንናት እቲ እዚን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንትካላት ዴሞክራሲ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናፃን ገለልተኛን ትካላት ዴሞክራሲ ንጠንካራ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዘለወን ግደ ብዝበለፀ ንምጉላህ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ። ናብቲ ባይቶ ተፀዋዕቲ ዝኾና ትካላት ዴሞክራሲ ሓበራዊ መድረኽ…

ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ኣብ ጎቦ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። “ብምትካል ምብራኽ” በዝብል ብዝተሰየመ ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብምስታፎም ዝተሰመዖም ታሕጓስ…

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ትማሊ ብሓደጋ ውሑጅ 24 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፥ እቲ ሓደጋ መሰንበዲ ኢዩ ኢሎም። ንስራሕቲ ምድሓን ህይወት ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር እውን ገሊፆም። እቲ ሓደጋ ውሑጅ ኣብ ዘጋጠመሉ…

“ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ” ንዘበናት ድልየት ዴሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ መፅሓፍ እዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር መተሓበሪ ማእኽልን ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ “ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ" እቲ መፅሓፍ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንዘበናት ድልየት ዲሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ ብርሃን ፍልጠት…

ካቢነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካቢነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ዓመት 13 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ኣርባዕተ ወሰንቲ ጉዳያት ከተማ ለኸ ኣጀንዳታት ተመያይጡ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ቅልጡፍ ለውጢ እታ ከተማ ኣብ ግምት ብምእታው፣ ወፃኢታት ንምንካይ፣ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምምሕያሽን…

መራሕቲ ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መራሕቲ ሃገር ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ላዕለዋይ ሓለፍነት ስራሕ መንግስቲ…

ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ቆራፅ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምክልኻል ዝግበሩ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቆሪፅ እያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣሕመድ ናስር ኣል ራይዚ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ…