ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 106 ናይ ቀበሌ ኣባይቲ ንዓቕመ ደካማ ነበርቲ ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክ/ከተማ ልደታ ጠዋሪን ደጋፊን ንዘይብሎም ዓቕመ ደካማታት፣ ንጉዱኣት ኣካል፣ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡን ነበርቲ እታ ከተማ 106 ናይ ቀበሌ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ብብሄራዊ ረብሓ ዘይደራደርን ዜጋ ንምፍጣርን ሓድነት ዘጠናኽሩ ያታታት ክሕንፅፁ ይግባእ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፡፡ ኣብ ልምዓት ኪነ ጥበብን ፈጠራ ኪነ ጥበብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪ ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣርበባዕተ በዓል 4 ደብሪ መፍረዪን መሸጢን ህንፃታት ብሴፍቲኔት ተሓቑፎም ንዝነበሩ ነበርቲ ኣረኪበን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣብታ ከተማ እናተተግበሩ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ዜሮ ሸቶ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ቼልሲ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኤቨርተን እንትተተኣናግድ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ናይ ዘይምስዓር…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ Desta Dec 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣብቲ ርሕቐት ኬንያን ዩጋንዳን ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን። ብተወሳኺ ብ1 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ን24 ነጥቢ 8 ሚሊየን ህፃናት ክወሃብ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና Desta Dec 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር ን24 ነጥቢ 8 ሚሊየን ህፃናት ክወሃብ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ እተን ሚኒስትር ሃገራዊ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ ኣጀሚረን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያ ዝተርኣየሉ መድረኽ ኣብ ስዑዲ… Desta Dec 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንፈላመማእዋን ኣብ ሪያድ ሲዝን መርሃ ግብሪ 2025 ተሳቲፋ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሙክታር ከድር (ዶ/ር)፥ እቲ ዓለም ለኸ ምድላው ንኢትዮጵያ ብዙሓት ረብሓታት ዝህባ ኢዩ ኢሎም። ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ Desta Dec 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክታበት መከላኸሊ ፖሊዮ(ለውሲ ህፃናት) ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ። ብወፍሪ ገዛ ንገዛ ዝወሃብ ዘሎ እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 6 ታሕሳስ 2018 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዕዝይና ዝፅየፍ ማሕበረሰብ ንምቕራፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Dec 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግዕዝይና ዝፅየፍ ማሕበረሰብ ንምቕራፅ ኩሉ ሰብ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። “ትውልዲ ብስነ ምግባር፣ ትካላት ብኣሰራርሓር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብብርኪ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባለ ኢትዮጵያ ወሳኒ ምቅልጣፍ፣ ምፍጣር፣ ምብዛሕን ምፅራይን… Desta Dec 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ምቅልጣፍ፣ ምፍጣር፣ ምብዛሕን ምፅራይን ዝብሉ መገዲታት ወሰንቲ እዮም። ሓላፊ ዘፈር ዓለም ለኸ ርክብ ህዝብን ፓርቲ ብልፅግናን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ…