ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፅባሕ ኣብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሰ ክፍፀም እዩ mizan mekonen Aug 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ፅባሕ 13 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ካቴድራል መንበረ ፀባኦት ቅድስቲ ስላሰ ክፍፀም እዩ፡፡ ኮሚቴ ፈፃሚ ቀብሪ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ኣብ ብሄራዊ ትያትር መግለፂ ሂቡ። ፅባሕ ሰዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ንሃገሩ ዝነበሮ ፍቕሪን ቅዋምን ዝፀንዐ፣ በቢእዋኑ ዘይቀያየር ዓብዪ ናይ ጥበብ ሰብ ነይሩ-ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ንሃገሩ ዝነበሮ ፍቕሪን ቅዋምን ዝፀንዐ፣ በቢእዋኑ ዘይቀያየር ዓብዪ ናይ ጥበብ ሰብ ነይሩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ…
ስፓርት ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙም መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሰዓት 10፡00 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ቼልሲን ክሪስታል ፓላስን ብማዕረ ተፈላለዮም። ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ኣብ ልዕሊ ብሬንትፎርድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተማልአ ስብእና ዘለዎ ሰብ ሃገር ኢዩ ዘቐድም – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተማልአ ስብእና ዘለዎ ሰብ ሃገር ኢዩ ዘቐድም ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቶም ዋና ኮሚሽነር ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓደ ትውልዲ ንቕድሚት ካብ ዝወስዶ ነገር ሓደ ጠንካራ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ተንታ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ተንታ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣባላት ሓደ ስድራ ዝኾኑ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ወረዳ ወርቅነህ መላኩ ንፋና ዲጂታን ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ብሰንኪ እቲ ጋህሶ መሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ብዝሰርሖ ኩሉ ንኢትዮጵያን ኢትዮጵያያንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ህቡብን ተፈታዊን ናይ ኪነ ጥበብ ሰብ ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ምፍላዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣11 ነሓሰ ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም:: እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመናዊ ታሪክ ስነ ጥበብ ዓብዮ ኣሰር ዘንበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ብዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ሓገዝ እናተገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ ምዕራፉ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም። ኣርቲስት…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ Desta Aug 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ቀዳማይ ሰሙን ሓዱሽ ዘበነ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክልተ ተነሓናሕቲ ጋንታታት ሰዓት 12፡30 ከራኽብ ኢዩ። ካብ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ዝርሕቑ ዓመታት ዘቑፀሩ ማንቼስተር ዩናይትድን ኣርሰናልን ሎሚ ኣብ…