Fana: At a Speed of Life!

ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ሓሲየን ኢየን – ግብፃዊ ኣክቲቪስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ብምቕራብ ንህዝቢ እናሰሓሓታ ነይረን ኢሎም ግብፃዊ ኣክቲቪስት ሃምዲ ሱሌይማን፡፡ ምስ ፋና ዓረብኛ ፖድካስት ፃሒት ዝገበሩ ሱሌይማን፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ዝተጀመሩ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ብሰሌጤንን ፅርየትን ንክፍፀሙ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመሩ ህንፀት ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት መሰረተ ልምዓታት ብሰሌጤንን ፅርየትን ንክፍፀሙ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ሎሚ ንጎሆ ካብ ኡራኤል ብራስ፣ ቦሌ መድሃኒዓለም…

ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት ምስክር ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት ምስክር ሂቡዎ። እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን ስምረት ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት…

ንድሕንነት ፋይዳ ታሴራ ዝኸውን ኣገልግሎት  ዲጂታል ሰርተፊኬት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት፥ ንድሕንነት ፋይዳ ታሴራ ዝኸውን ኣገልግሎት  ዲጂታል ሰርተፊኬት ብዕሊ ኣጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ትእግስት ሃሚድ፥ እቲ ኣገልግሎት ንዜጋታት ዝህቦ ሕድ ሕድ ዲጂታል ታሴራ ሓቃዊ፣ ክረጋገፅ ዝኽእልን…

ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ክመርሕ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ንዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ  ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ መኽፈቲ ስነ ስርዓት 2ይ ብሄራዊ ኮንፍረንስ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ። ኢዮብ ተካልኝ…

በቢዓመቱ 18 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝውውር ዲጂታል ገንዘብ ይካየድ-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዲጂታል ምህዳር ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 18 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝውውር ዲጂታል ገንዘብ ይካየድ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ መበል ካልኣይ ኮንፈረንስ ዲጂታል ክፍሊት…

ኣብ ከተማ ጎንደር ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምሒ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ምንቅስቓስ ሕላፍ ሰዓት ተላዒሉ ኢሉ፡፡ ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮማንደር ኣንተነህ ቴዎድሮስ ከምዝበሉዎ÷ ኩነታት ፀፅታ እታ ከተማ ስለዝተመሓየሸን ዘተኣማምን ሰላም ስለዘሎን ነበርቲ…

ኢንተር ሚላን ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 6ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ሊቨርፑል ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር ሚላን ትገጥም እንትትከውን፥ ቼልሲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ምስ ካሊእ ጋንታ ጣሊያን…

ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ መውሃቢ ድምፂ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕለት 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ብመላኩ ገድፍ …

ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ሃገርና ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ተኸዲኖም ኣብ ኣደባባይን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥንን ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተጠርጠርቲ ኣብ መበል ሳልሳይ ጂ ፓወር ቲክቶክ ክሬቲቭ ኣዋርድ ካብ ባህሊን ስነ…