ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንኽትክእል ወሰንቲ ስጉምቲታት ትወስድ ኣላ – ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንኽትክእል ወሰንቲ ስጉምቲታት ትወስድ ኣላ ክብሉ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ ኣድሲና ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሚኒስትራት ልምዓት ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ኣብ ዝበሩዎ ዘተ ከምዝሓበሩዎ፥ ምስ ኲናት ሩሲያን…