ነባርነቶም ኣብ ካናዳ ዝገበሩ ትዉልደ ኢትዮጵያ 9 ሚሊየን ብር ዘዉፅእ ናውቲ ሕክምና ንሆስፒታል ኮምቦልቻ ደገፍ ጌሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባርነቶም ኣብ ካናዳ ዝገበሩ ትዉልደ ኢትዮጵያ 9 ሚሊየን ብር ዘዉፅእ ናውቲታት ሕክምና ንሆስፒታል ኮምቦልቻ ደገፍ ጌሮም።
እቲ ድጋፍ ዘበርከቱ ኣይተ ከበደ ሃ/ማርያን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝሓበርዎ፥ እቲ ናውቲ ሕክምና ምስ ስድራቤቶምን…