መናእሰይ ኣፍሪካ ንፀገማት እታ ኣህጉር ብምቅላስ ኣብ መፍትሒኦም ከድህቡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ ንፀገማት እታ ኣህጉር ብምቅላስ ኣብ መፍትሒኦም ከድህቡ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣኼባ መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ 2022 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ፡፡…